"ምስ ህዝቢ ኣቦርጂን ክሰርሕ ከለኹ ምስ ህዝበይ ዝነብር ዘለኹ ኮይኑዩ ዝስመዓኒ።" ታቦቱ ኣታኽልቲ Podcast By  cover art

"ምስ ህዝቢ ኣቦርጂን ክሰርሕ ከለኹ ምስ ህዝበይ ዝነብር ዘለኹ ኮይኑዩ ዝስመዓኒ።" ታቦቱ ኣታኽልቲ

"ምስ ህዝቢ ኣቦርጂን ክሰርሕ ከለኹ ምስ ህዝበይ ዝነብር ዘለኹ ኮይኑዩ ዝስመዓኒ።" ታቦቱ ኣታኽልቲ

Listen for free

View show details

About this listen

ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ኣውስትራሊያ ምስ ደቀባት ኣቦርጂን ትሰርሕ ዘላ ታቦቱ ኣታኽልቲ ዝገበርናዮ ዕላል እዩ። ታቦቱ ኣብ መልበርን ዓብያ ካብ ዩኒቨርሲቲ ቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ወዲኣ እያ ናብ ርሑቕ ከባቢ ኣቦርጂናዊያን ከይዳ ኣብ ህዝቢ ደቀባት ለውጢ ንኽመጽእ እጃማ ትገብር ዘላ። ነዚ ውሳነ ክትወስድ እንታይ ደሪኽዋ? ህዝቢን ናብራን እቲ ከባቢ እንታይ ይመስልን ናይ ስራሕ ዕድል ኣብቲ ከባቢ እንተሎን ካልእን ሓቲትናያ መልሲታት ሂባትና።
adbl_web_global_use_to_activate_T1_webcro805_stickypopup
No reviews yet