ዝተሰርቁ ወለዶ፡ ነቲ ታሪኽን ጽልዋኡን ምርዳእ። Podcast By  cover art

ዝተሰርቁ ወለዶ፡ ነቲ ታሪኽን ጽልዋኡን ምርዳእ።

ዝተሰርቁ ወለዶ፡ ነቲ ታሪኽን ጽልዋኡን ምርዳእ።

Listen for free

View show details

About this listen

ኣውስትራሊያ ብዙሓት ገና ዝመሃርዎ ዘለዉ ጸሊም ናይ ታሪኽ ምዕራፍ ኣለዋ ። ድሕሪ ናይ ኣውሮፓዊያን ሰፈራ ኣብ ኣውስትራሊያ ፡ህጻናት ኣቦርጂናዊያንን ቶረስ ስትሪት ኣይላንደራትን ካብ ስድራኦም ብስርዓት ተመንጢሎም ፡ ናብ ደቀባት ዘይኮኑ ሕብረተሰባት ክኣትዉ ተገዲዶም ። እቲ ዘጋጠሞምወጽዓን ማህሰይትን ከቢድ በሰላ ሓዲጉሎም እዩ ። ሎሚ እዞም ሰባት ከም ዝደሓኑ ዝተሰርቁ ውለዶ ወይ Stolen Generations ተባሂሎም ይፍለጡ ኣለዎም።
adbl_web_global_use_to_activate_T1_webcro805_stickypopup
No reviews yet