ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ግንቦት 2025) Podcast By  cover art

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ግንቦት 2025)

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ግንቦት 2025)

Listen for free

View show details

About this listen

** መንግስቲ እንግሊዝ ምስ እስራኢል ተመዲቡ ዝነበረ ሓድሽ ስምምዕ ነጻ ንግዲ ኣዲስኪልዎ። ** ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ብዘሎ ምጥልቕላቕ ዉሕጅ ኣብ ሃንተርን ማእከላይ ሰሜን ግማግም ባሕርን ጽዒቑ ቀጺሉ። ** ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፡ ነቲ 272 ቢልዮን ዶላር ዝዋጋኡ ወርቃዊ መከላኸሊ ሚሳይል ንድፊ ከም ዝመረጸ ኣፍሊጡ ኣሎ ።
adbl_web_global_use_to_activate_T1_webcro805_stickypopup
No reviews yet